Training
Training on Recording, Mixing and production Poiema Ministries provided training on recording, Mixing and production for 4-6 young musicians aiming to get the studio into operation for His glory on the months of August and June/ 2025. By now they have been given a project to assess what they had learnt and provide additional support accordingly. Glory be to God.
ስልጠና
ብፖዬማ ሚኒስትሪ ዝተዳለወ ስልጠና ሪከርዲንግን ሚክሲንግን ፕሮዳክሽንን ኣብ ውርሒ ጉንበትን ሰነን/2017 ኣብ ከተማ መቐለ ን4 ክሳዕ 6 ሰብ ሙያታት ዝወሃብ ዝነበረ ናይ ክልሰ ሓሳብን ተግባርን ስልጠና ተዛዚሙ፣ ብድሕሪኡ ብጉጅለ ፕሮጀክት ተውብዎም እናሰርሑ ይርከቡ ኣለው። ዕላማ እዙ ስልጠና ኣብ መዝሙርን ካልኦትን ስራሕቲ ጥበብ ፕሮዳክሽን ዓቕሚ ንምዕባይ ብኡ ኣቢልካ ወንጌል ማእኸል ዝገበሩ ውፅኢታት ጥበብ ክባፃሕ ንምግባር ናብ ኵሉ ክብሪ ንስም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይዅን።



